ዝምድና ኤርትራን ኣመሪካን ንምምሕያሽ ዝተወስደ ተበግሶ ጽምዶ "ዕንቅፋት" ከምዝገጠሞ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወሪቂ ተዛሪቡ። ኣብቲ ሎም ምሸት ዘካየዶ ናብ ዓለማዊ፡ ዞባዊን ዘቤታውን ጉዳያት ዘተኮረ ...